ሰልፊ ኤርትራውያን ደገፍ ንጸብጻብ መርማሪት ኮምሽን ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ

2
5810

2 COMMENTS

  1. ጀነቫ ዋሕስ ናጽነትና እያ!

    ጀነቫ ዋሕስ ናጽነትናን ንናጽነትና ብወግዒ ዘረጋገጸትልና ከምኻና መጠን ሕጋዊ መሰልናዉን ክተኽብረልና ትግደድ እያ። ናይ ህግደፍ ርእስን ኣተሓሳስባኣን ንህጻን ቆልዓ ክተታልል ኣይትኽእልን እያ። ምኽንያቱ ወላ ሓደ ትሕዝቶ ዝበሃል የብላን እያ። ንኤርትራ ካብ ጸላኢ ደርግ ብቕልጽምና ሓራ ጌርናያ ይኹን ደኣምበር ጀኔቫ እኮ እያ ብወግዒ ንናጽነትና ዘረጋገጸትልናን ባንዴራና ኣምበልቢላ ምስ ዓለም ንፈለማ ግዜ ዘላለየትና። እዚ ሓቂዚ ናበይ ኢኹም ቐቢርክሞ ጨንፈር ህግደፍ ናብ ጀነቫ ብምኻድ ፍትሒ ኣይመጽእን እዩ ኢልኩም ንህዝቢ ኤርትራ ክተታልልዎ ትፍትኑ ዘለኹም።

    “ሃላይ ንለባም ዘታለለሉ ጊዜ ወይ ዘመን ተራእዩ ኣይፈልጥን እዩ”

LEAVE A REPLY

Please enter your comment!
Please enter your name here