ስርዓት ህግደፍ ኣብ ከተማ ሲያትል ሃሱሳት ከምዘዋፈረ ብዝምልከት

0
1625

ሓበሬታ

ስርዓት ህግደፍ ኣብ ከተማ ሲያትል ሃሱሳት ከምዘዋፈረ ብዝምልከት

ስርዓት ህግደፍ ደገፍ ህዝቢ ኣለኒ ንምባል ኣብ ዝተፈላየ ወጻኢ ሃገራት ፌሲቲቫላት ብምድላው ብፍላይ ኣብ ውሽጢ ዓዲ ዘሎ ህዝቢ ንምቕሻሽ ዋላ’ኳ ጻዕሪ እንተገበረ ኣብ ወጻኢ ዝነብሩ ደለይቲ ፍትሒ ኤርትራውያን ብዘካይድዎ ብርቱዕ ተቓውሞታት ከምቲ ዝደልዮ ይኸደሉ ከምዘየለ ይፍለጥ፡፡

ከም መቐጸልታ ናይዚ ካብ ነሓሰ 8 ስጋብ 11 2017 ኣብ ሕቡራት መንግስታት ኣሜሪካ ሲያትል ከተማ ከካይዶ ዝሸባሸበሉ ዘሎ ፌስቲቫል ብተቓወምቲ ብርቱዕ ጎስጓስ ከይፍሸሎ ዓብይ ፍርሓት ስለዝሓደሮ ብሽም ’’ደለይቲ ፍትሒ’’ ተቓወምቲ ስርዓት ህግደፍ ኣብ ከተማ ሲያትል ዝነብሩ ሃሱሳት ከምዘዋፈረ ጭቡጥ ሓበሬታ ከምዘሎ ተሓቢሩ፡፡

ካብዚኦም ሓደ ኣድሓኖም ተኽለሃይማኖት ዝተብሃለ ነባራይ ሲያትል ከተማ 8717 10th DR SE Everett. WA 98208 telephone 206 306 5469 ዝኾነ ብስርዓት ህግደፍ ዝተዋፈረ ሃሱስ ካብ ዕለት ነሓሰ 1/2017 ጀሚሩ ደለይቲ ፍትሒ ነቲ ህግደፍ ኣብ ከተማ ሲያትል ከካይዶ ዝሸባሸበሉ ዘሎ ፌስቲቫል ንምፍሻል ዝገብርዎ ምንቅስቓሳት እንዳተኸታተለ ነቲ ፍንፉንን ግዕዙይን ስርዓት ሓበሬታ የቕርብ ምህላዉ ብጭቡጥ ስለተፈልጠ ደለይቲ ፍትሒ ናይዚ ሰብ ምንቕስቓሳት ኣቓልቦ ክገብሩሉ ንሕበር፡፡

 

ካብ ግዱሳት ኤርትራውያን ደለይቲ ፍትሒ፡፡

NO COMMENTS

LEAVE A REPLY