ኣይቀትልን ስለዝበልኩዎም ደመይ ብቫይረስ በኪሎሞ!- ዶክተር ነስረዲን መንሱር- ቀዳማይ ክፋል

17
99005
SHARE
Previous articleዜና 08-08-2016
Next articleዜና 09-08-2016

17 COMMENTS

  1. I wanted to listen to this interview It sounded interesting but the music which has been dubbed over the top of it was making it very hard to understand what is being spoken. Especially for some of us who have difficulty understanding tigrigha language. Why do the editors insist on doing something so tacky and pointless like this. We want to listen to the interview!!! The music is completely unnecessary!!!!!!!

  2. ERITRAWYAN BHABERA WEDOAWI ENQDOAWI ZKONE ZEREBA AYNEBZH WERQI GZYENA BKONTU AYNEBAKN BEJAKATKUM KAN HADE HABOGNA YSEANENA KABZOM KULUNA ERITRAWYAN ” BEJAKATKUM BEJAKATKUM ZEYELABU SGUMTI NWSED FEXIMU ZEYEDAGM KABZI KULU MXNAT HAGERAWYAN KNDHN HDRKUM HAGERAWYAN ERITRAWYAN” ATA FEXIMNA NEZI MUKAN KNSEN MSZOM QUNTARO DEQEMEZAMURTU ”
    BRTUO HMAMAM KAB MOT AYHALFN EYUKO ” ENTAYDYU WERIDUNA ZELO “BWEGENEY KEMHAGERAWI LOLIZI ABANA ZFXEM ZELO GEBEN ALO AYBLNYE AB OALEM NEGRE MENGEDEY ETEN ZELEWA WDUBAT ENTAY YGEBRU ALEWU BEQA QOXERO QOXERO ENABELKUM GZYE SLEMNTAY TMETWO ALEKUM
    NZKEBERKA Dr NESREDIN ENQAUO BSELAM OADI SEB ATEKA ( KABTOM ZEBHERE ARAWIT )
    AIDS VIRUS KABAY NLAOLI TFELTO AJOKA HANTI AYKTKOWNN EKA HANTI KBRTN OABAYN ABATAWI MKRI KLGSELKA ZWEDEY ” AB MEXAET HARNET ERITREA KEM TENQESAQASI QRSI HAGER ” SLE ETEDLYENA NEBSKA KEYTEWDQ ABZELEKAYIO OADI TNQQ BEL EZOM FUGURAT FTRET ABZEYATWUWON ZEYKEFLWO GENZEBN YELEN EMO HDRKA AB MNQSQASKA TUNQUQ KUN HDRKA MEFTETOM KEYTGEBRENA ZWEDEY SESENAYU ZMNEYELKA HADE HAGERAWI ABO
    ” XAORI ZEYTEHAWESO FXAME SLEZEYELE HAYE AYNDEQS NEBARRO MS CHFRAU NEZI ” MENSHRO, GULHAY,MENDEOAT HAGER, MENDEF HMAM ADGI HAGER ”
    OAWET NWXUO HZBNA
    SMRETN HWNETN MTEM MANN NDELEYTI FTHI BHABERA( XAORI NHARNET TQALESU ZELEKUM)
    WDQETN ONWETN NHGDEF MS KORAKURU
    AMLAK ( ALLAH ) MSANA YKUN

  3. ንምንታይ እዩ ከምዚ ዠበለ ጭካነ ኣብ ልዕሊ ህዝቦም ዝፍፅሙ? ኢቲ ዘግርም ምንም ተቓዉሞ ዜየብሉ ርእሱ ኣድኒኑ ኣብ ልዕሊ ዝነብር ህዝቢ ዝፍፀም ዘሎ በደል ምዃኑ እዩ። ቅስሚ ኩሉ ወዲ ሰብ ዝሰብር ሂወት እዩ ኣሕሊፉ ዝርሳዕ ድኣ ኣይኮነን ߴምበር።

  4. እዚ ካብ ባሕሪ ብጭልፋ ዘኢትነገር መዳርግቲ ኣልቦ ግፍዕታት ጉጅለ ህግደፍ’ዩ;;
    —-ሰብ ብህይወቱ ከሎ ኣብ ጉድጓድ ሓምድ ከም ዝደፍንዎ
    —-ሓርእን ሽንትን ኣብ ዝመልአ ገንኢ ቁልቁል ኣፉ ደቕዲቆም ትንፋሱ ከም ዘሕልፍዎ
    —–ጨው ብዝመስል ስሚ ኣብ ዝምገቦን ዝሰትዮን እናሓወሱ ከም ዘቃብጽዎ
    ሕጂ ከኣ መድረቂ ሬሳ ገይሮም ሰብ የህለቁ ኣለዉ ወዘተ—–
    ከብዲ ጡኑሳት ረጊጾም ደም ዘጉሱዑ እንዳ ህግደፍ
    ከብዲ ኤርትራዊት ብካራ ምስ ዝሓርዱ ዝነበሩ ደረጋውያን እንታይ ይፈልዮም

  5. እዚ ካብ ባሕሪ ብጭልፋ ዘኢትነገር መዳርግቲ ኣልቦ ግፍዕታት ጉጅለ ህግደፍ’ዩ
    ሰብ ብህይወቱ ከሎ ኣብ ጉድጓድ ሓምድ ከም ዝደፍንዎ
    ሓርእን ሽንትን ኣብ ዝመልአ ገንኢ ቁልቁል ኣፉ ደቕዲቆም ትንፋሱ ከም ዘሕልፍዎ
    ጨው ብዝመስል ስሚ ኣብ ዝምገቦን ዝሰትዮን እናሓወሱ ከም ዘቃብጽዎ
    ሕጂ ከኣ መድረቂ ሬሳ ገይሮም ሰበ የህለቁ ኣለዉ ወዘተ
    ከብዲ ጡኑሳት ረጊጾም ደም ዘጉሱዑ እንዳ ህግደፍ
    ከብዲ ኤርትራዊት ብካራ ምስ ዝሓርዱ ዝነበሩ ደረጋውያን እንታይ ይፈልዮም

  6. ዋይ አርትራዊ ምካን ክሃስም አዚ ኣምላክ አንታይ በዲልናዮ ። አሪትራዊ ምካን ድዩ ወይ ሲ ህመክና ዩ መንነትና ከም ንጸለ አ ገሩና። ነስረዲን ኣምላክ ምሳካ ዩ ኣጆካ፡ ደም ንጹህ ኣበይ ክሰዶም አኢሉ፡ ብታአሚ ሃዚንና በቲ ዘጋተመካ ፡ምህዛን ግን ዋጋ የብሉን ተግባር ተሳኢኑዎ አሪትራዊ።

  7. ጥርሑ ገረወኛ ትሕስቶ ስለዘይብሉ ይፍጺ ። ንስኻ ድማ ትብሎ ስለ ዚሳኣንካ ሃተፍተፍ ትብል ኣለኻ። ዶክተር እንተቲኸውን ኣብዚ ናይ ፈጠራ ሓሶት ክትኣልም ኣይምወዓልካን። ሕክምና ቁዱስ ስራሕ ኢዩ ስራሕካ ስራሕ።

  8. ነስረዲን 100% ኤርትራዊ ኣይኮንካን ልቢ ወለዳዊ ስነጽሑፍካ ኣቋርጾ ኣይቲድከም

  9. ነስረዲን!!! መጀመሪያ እቲ ኩሉ ዝርእን ኩሉ ዝክኣሎን ልዑል እግዚኣብሔር ኣምላኽ ይባረኽ ፡ ነዚ ሕጂ ሓደ ኢልካ ትጅምሮ ዝሎኻ ህይወት ክትርኢ ካብ ኢ ድ ብዓል ሚኪኤልን ኣቦይ ርጉምን እወ ርጉም ከምቲ ንሓዉ ዝቐተለ ቓይል ርጉምን ርጉማትን ዘውጽኣካ እግዚኣብሔር ካብዘለዓለም ንዘለዓለም ስሙ ይባረኽ ። እወ መንፈስ እቶም ስዉኣት ወለድኻን ስለቲ ንስኻ ኣብ ቅድሚቶም ብህይወትካ ዝደልዩኻ ዝነበሩ ብኹሉ ኣሰራርሕኦም ከም ሰብ ርህራሀ ዘይብሎም ዝወሰድካዮ ቅዱስ ዝኾነ ናይ ሕልና ውሳኔን፡ ግዳያቶም ካብ ምዃን እንቛዕ ኣውጽኣካ። ንብዙሓት ከኣ ከምዚናትካ ይኹኖሎም ። ነስረዲን ህይወትካ ምእንቲ ብጻይካ ስለዘዳለኻያ ህይወትካ ረኪብካያ። እቲ ቅዱስ ቃል እምላኽ ከምዝነግረና ውን ፡ እቲ ንህይወቱ ዚረኽባ ኼጥፍኣ እዩ። ንሕይወቱ ምእንታይ ዘጥፍኣ ኸኣ ክረኽባ እዩ ። ወንግል ማቴዎስ ምዕ10 ፍቕዲ39 ።

  10. hgdf deaa entay zeygebero zetehabeanana alo kalele kabezy zekefe aye eriterawey denkirka ketneber be hgdf naty ketebelo bel semeayoum xebuke gerka kale wen ketseme ekaa meshresheto ka neaka

  11. Enqae amlak awsaaka Hawey. Bhaki amlak ab hiwetka abi elama sle znebero eyu kabzi kulu mekera awsieka. eti kabzi kulu mekera zewsaaka amlak hji wn fewasika eyu. Plz I need your personal email.

  12. አርትራዊ ምዃን ገበን ድዩ? ዎ ህዝቢ ኤርትራ ካብ ሕልና ዘይብሎም ግፍዓውያን ገዛእቲ ጥራይ ዝፍጸም ህልቂት እና በጽሓካ ትም ክሳብ መኣስ?

  13. ካብ ዝውለድ 42 ዓመታት ጌረ ኣለኹ፣ ከም ሎሚ ጌሩ ግን ኤርትራዊ ሙዃነይ ኣጽሊኡኒ ኣይፈልጥን! ምኽንያቱ፡ እዚ ኹሉ ቅድሚ ሕጂ ብወረ ዝሰማዕናዮን ብህግደፍ ዝተነገረናን ከምኡውን ብኣዒንትና ብቪድዮ ዝረኣናዮን ኣስካሕካሒ ህልቂት ኤርትራውያን፡ ብጓኖት ገዛእትና ይፍጸም ስለ ዝነበረን ከምዚ ብስቱር ብዘይምዃኑን ንጽበዮን ንምክቶን ኔርና ኢና! እዚ ግን እናኣጣቓዕናን እናሳዕሳዕናን እንቕበሎ መቓብር ብምዃኑ፡ ኣዝዩ፡ ኣዝዩ ኣሰንቢዱንን ኣጉህዩንን!

    ኢሳያስ፡ ኣፈወርቂ፡ ኣብርሃ፡ ልጅ ሓጐስ፡ ሹም ተምቤን ምርጫ፡ ሹም ተምቤን ወልደኪዳን ሚእቲ ካብ ሚእቲ ከጽንተና ተዓጢቑ’ዩ! ኣብ ግዜ ኢሳያስ ኣብ ልዕሊ ኤርትራውያን ዘይተነግረ’ምበር ዘይተገብረ ኣሰቃቂ ግፍዒ የለን! ዎ ህዝቢ ኤርትራ፡ ካብ ምንጋጋ ድያብሎስ ንኺትላቐቕ ኣምላኽ ምሕረቱ ይልኣኸልካ! ኣሜን! ኣሜን! ኣሜን!

  14. ከምዚ ዓይነት ታሪኽ ኣብ ኤርትራ ተሰሚዑ ኣይፈልጥን ወይ ተነቢቡ እውን ኣይፈልጥን። ብዛዕባ መሰል ወዲ ሰብ ዓለም ከተመስግነና ይግባእ ድማ ተባሂሉ፡ ቁጽሪ ዘይብሎም እናቐተልካ፡ ቁጽሪ ዘይብሎም እናኣሰርካ፡ ቁጽሪ ዘይብሉ ኣስካሕካሒ ግፍዒ እናፈጸምካ። ሓደ መንግስቲ ዝኸፍአ ንዕቐት ኣብ ልዕሊ ህዝቡ ኣርእዩ እንተ ኾይኑ፡ እቲ ሓደ መዳርግቲ ብዘይብሉ መለክዒ መንግስቲ ኤርትራ እዩ።

    • Teberabirka do kab hilmika? Ata gets HIV of course hizbi Ethiopia dea bisubuk kikbeluka alewom wedi hawebom endika, but I really admire you. you are very very dramatic you supposed to go America To be a millionaire, But in Ethiopia I don’t think so loser

  15. 1 ኢንታይ ዓይነት ቫይረስ በኪሎም፡ ኢንደገና ናይ ኣላይ ስለምንታይ ህሕዎ ዘይሃደመ
    2።ጭካነ ኣላይ ማለት ዓቢ ነገዳይ ኪንሱ ነቲ ካብ ሞት ዘድሓኖ ትብልዎ ኣብ ዘክታም ኑረዲን ጉሕፍዎ ከይዱ ስለምንታይ ዘይተማለኦ ነቲ ጉቦ ተቀቢሉ ትብልዎ ጣሂር ዋርዲያ ማለት 20ሽሕ ኣቃሊዕኩሞ ንሂወቱ ድሕነነት ገለ ኣትሓሲቡን ኢኩም ንሓፍቲ ሓለይ ከ ኣነ ሐስዉስ ኢልና በቃ ኣሃቅነቱ ምርዳእ ኣቢና ፡ ኢዚ ክብል ከለኩ ኣብ ኤርትራ ዝይተገብረ ገበን የለን ኢየ ዝብል ግን ሕውስዉስ ኢልና ።

LEAVE A REPLY