ደብዳቤታት ሰማዕቲ 22-07-2017

1
343

ደብዳቤታት ሰማዕቲ 22-07-2017

1 COMMENT

  1. ኤርትራ ናብ ፍጹም ዕንወት ገጻ ተምርሕ ዘላ ሃገር እያ!!!

    ኣብዚ ጊዜ እዚ ኤርትራ ብሰንኪ ሽፍታ ስርዓት ህግደፍ ግዕዘይ ዝኾነ ምሕደርኡ፤ ከምእዉን ብሰንኪ ተኣፋፊ ዝኾነ ጆኦ ስትራተጂካዊ ኣቀማምጠኣ ኤርትራ ምትእትታው ናይ ግዳም ሓይልታት የዕራብን ምዕራባዉያንን፤ ከምእዉን ፖሊሲ ኢትዮጵያ ባሕሪ ዝብል ተጸንቢርዎ፤ ኤርትራ ናብ ፍጹም ዕንወት ገጻ ተምርሕ ዘላ ሃገር እያ 4 ነጥቢ!

    * ኤርትራዉያን ነዚ ተደቂኑና ዘሎ ዕንወት [ንምጉዳሉ ይኹን ንምክልኻሉ] ሓያል ዝኾነ ኣዉራጃዊ ዉዳበን ሃገራዊ ጥርናፈን ከድለየና እዩ 4 ነጥቢ!

LEAVE A REPLY