ዕላል ምስ ሄለን ገ/ኣምላክ- 1ይ፡ 2ይ፡ 3ይን 4ይን ክፋል

16
87368

ቀዳማይ ክፋል

[audioplayer file=”http://sallina.com///audio/Kale-Mehtit/INTERVIEW WITH HELEN GEBREAMLAK PART 1 19-05-16.mp3″]

ካልኣይ ክፋል

[audioplayer file=”http://sallina.com///audio/Kale-Mehtit/INTERVIEW WITH HELEN GEBREAMLAK PART 2  20-05-16.mp3″]

ሳልሳይ ክፋል

[audioplayer file=”http://sallina.com///audio/Kale-Mehtit/INTERVIEW WITH HELEN GEBREAMLAK PART 3  21-05-16.mp3″]

ራብዓይ  ክፋል

[audioplayer file=”http://sallina.com///audio/Kale-Mehtit/INTERVIEW WITH HELEN GEBREAMLAK PART 4  22-05-16.mp3″]

 

16 COMMENTS

  1. ኣብ ትሕቲ መግዛእቲ ኢሳይያስ ንዘሎ ኩለንትናዊ ጥልመት፣ በደል ብዘይምግናን ገሊጽክዮ። ቃልሲ ቀጻሊ እዩ፣ ዉድቀት ህ.ግ.ደ.ፍ ዘይተርፍ እዩ። ህ.ግ.ደ.ፍ ክፈርስ፤ ሕጊ ክነግስ፤ በዳሊ ክክሰስ፤ ሕዙን ክድበስ እዩ። ሓርነትና ናይ ግድን እዩ!

  2. Dear Wegahata,

    I have a lot of respect and admiration to the work you do and the selfless dedication and commitment you have to your people. I am very touched by the story Helen and it is very difficult not to admit that tears have rolled down my checks. Please if possible I would be grateful if you could pass me her contact details so I could whatever I can to help. If not I respect your decision, and I just would like you to pass my admiration to her courage, talent, articulation, and bravery. Please Sallina keep up your hard work and no doubt history will be on your side.
    Kind regards,
    Tesfamichael from London – Uk

  3. 4ይ ክፋል ይሰርሕ የሎን ተዘይተጋግየ፣ ካባይ ከይከዉን እቲ ጸገም 4ይ ክፋል ዝሰማዕክሞ እንተሊኹም ንገሩኒ። ብዝኮነ ዘሕዝን ዩ! ህግደፍ ንዓና ካብ ምጽናት ዓዲ ኣይክዉዕልን ዩ። ሕጂ ዉን እታ እንኮ መፍትሒ ሓድነት ምፍጣር ያ ደቂ ኤረይ።

  4. ራብዓይ ክፋል ይሰርሕ የለን። ካባይ ከይከዉን እቲ ጸገም ይሰርሕ እንተልዩ ንገሩኒ በጃኹም!! እምበር ዘሕዝን ዩ!

  5. I am so sorry for what happen through your life , is not only to you, become nightmare to all that follow up your sad story. I am sure some Eritrean can ignore and denied this scenario .However you are not the only that suffer under this system here we share your story and feel your pain. .as we all expect , Eritrea to promote better than some African country.Then at some point after we achieved our final victory it turn up to no man land.
    To all this wrong doing , time will come to hunt all those criminals. i have a family that support PIA , is because they are not looking the other side, just only what the country TV said.they just ignored from the distance for any against the PIA , WHATEVER QUESTION COME. this tells you the political organization is taken as faith and believe some kind of religions.
    Knowingly or kindly they are destroying the country. As of now Eritrea is weekend political and military , it can be taken easily . is because the new generation had been disappeared, demolished .
    At the same times to much political group for nothing.. This can drag the democracy we expected. .all your story is very tangible is true .I am so glade , after all you have come free, never give up you are so young, you have bright chance to change your life around. Life is learn and go. I insurgence you to write your story. I wish you the best. Helen there is always a better day. there is no sense of holiday while our people are in dark mile stone prisoners.
    Best Regards Zenet from USA.

  6. መጸዋዕታ ብፍላይ ንደቀንስትዮ ኤርትራዊያን

    ኣብ ሰራዊት ይኹን ኣብ ስቭል ንዝኾኑ ኤርትራዊያን ብኢሳያስን ሰዓብቱን ዘይተፈጸሙ ዓይነት ገበናት ክርከብ ኣይካኣልን እዩ። ብህግደፍ ንዝተፈጸሙ ዘይተነግረሎምን ዘይተዘንተዎለሙን ኣዚዩ ብዙሓት ገበናትን ሚስጢራትን ከምዘለዉ ፍሉጥ ኮይኑ እዚ ነገራትዚ ግና ንግዜ ምግዳፉ ተመራጺ እዩ። ኣብ ሰራዊት ሃገርና ብፍላይ ደቀንስትዮ እየን ኣዚዩ ዝብደላ ዘለዋ እንተተባህለ ምግናን ኣይክኸዉንን እዩ። ወርቃዊ ዕድሚኤን ኣብ ክንዲ ክቡር ዝኾነ ሓዳር ብምምስራት ውላድ ብምዉላድ ግዚኤን ኣብ ጠቕሚ ዘውዕለኦ ሕሱር ዝኾነ ካብ ድልየተን ወጻእ ጾታዊ ርክብ ብሓለፍቲ ሰራዊት ከም ሓደ ዓቕሓ ወይ ንብረት መጻወቲ ማፍያታት ከይነን ምትራፈን ኣዚዩ ዘሐዝን እዩ። ደቂ ኣንስትዮ ሃገርና ብፍላይ ኣብ ወጻኢ ዝርከባ ኣብ ክንዲ ነዚ ኣብ ደቂ ኣንስትዮ ኣሕዋተን ንዝፍጸም ዘሎ ገበናት ምኹናን ምቅዋምን ንናይ ህግደፍ ኣጸያፊ ዝኾነ ተግባራት ብምድጋፍ ኣዚዩ ዘሐዝን ተግባራት ይሰርሓን ይፍጽማን ምህላወን ዘገርም ኩነታትን ፍጽሜታትን እዩ። ስለዚ ደቀንስትዮ ሃገርና ኣብ ወጻእ ሃገር ይኹን ኣብ ዉሽጢ ሃገር ዘለኽን ብሓፈሻ ነዚ ሕማቕን ነውራምን ዝኾነ ተግባራትዚ ብምእራም ኣንጻር ጸላኢ ደቂ ኣንስትዮ ይኹን ብሓፈሻ ኣንጻር ህዝቢ ኤርትራ ንዝሰርሕ ዘሎ ህግደፍ ብምኹናን ብፍላይ የሕዋትክን ንዝኾና ደቂ ኣንስትዮ ናይ ምሕጋዝን ምትብባዕን ሞራላዊ ንዝኾነ ሓላፍነትክን ንኽትግብራን ንኽትዋጻኣን ንጽዉዕ ።

    “እቲ ኣብ ዓለም ዝሓመቐ [ዝኸፍአ] ነገር ኣንጻር ሕልናኻ ምስራሕ ስለዝኾነ ካብዚ ሕማቕን ኣጸያፊን ዝኾነ ተግባራት ብምዉጻእ ቅዱስ ተግባራት ምስራሕ ተመራጺ እዩ”

  7. መጸዋዕታ ብፍላይ ንደቀንስትዮ ኤርትራዊያን

    ኣብ ሰራዊት ይኹን ኣብ ስቭል ንዝኾኑ ኤርትራዊያን ብኢሳያስን ሰዓብቱን ዘይተፈጸሙ ዓይነት ገበናት ክርከብ ኣይካኣልን እዩ። ብህግደፍ ንዝተፈጸሙ ዘይተነግረሎምን ዘይተዘንተዎለሙን ኣዚዩ ብዙሓት ገበናትን ሚስጢራትን ከምዘለዉ ፍሉጥ ኮይኑ እዚ ነገራትዚ ግና ንግዜ ምግዳፉ ተመራጺ እዩ። ኣብ ሰራዊት ሃገርና ብፍላይ ደቀንስትዮ እየን ኣዚዩ ዝብደላ ዘለዋ እንተተባህለ ምግናን ኣይክኸዉንን እዩ። ወርቃዊ ዕድሚኤን ኣብ ክንዲ ክቡር ዝኾነ ሓዳር ብምምስራት ውላድ ብምዉላድ ወርቃዊ ግዚኤን ኣብ ጠቕሚ ዘውዕለኦ ሕሱር ዝኾነ ካብ ድልየተን ወጻእ ጾታዊ ርክብ ብሓለፍቲ ሰራዊት ከም ሓደ ዓቕሓ ወይ ንብረት መጻወቲ ማፍያታት ከይነን ምትራፈን ኣዚዩ ዘሐዝን እዩ። ደቂ ኣንስትዮ ሃገርና ብፍላይ ኣብ ወጻኢ ዝርከባ ኣብ ክንዲ ነዚ ኣብ ደቂ ኣንስትዮ ኣሕዋተን ንዝፍጸም ዘሎ ገበናት ምኹናን ምቅዋምን ንናይ ህግደፍ ኣጸያፊ ዝኾነ ተግባራት ብምድጋፍ ኣዚዩ ዘሐዝን ተግባራት ይሰርሓን ይፍጽማን ምህላወን ዘገርም ኩነታትን ፍጽሜታትን እዩ። ስለዚ ደቀንስትዮ ሃገርና ኣብ ወጻእ ሃገር ይኹን ኣብ ዉሽጢ ሃገር ዘለኽን ብሓፈሻ ነዚ ሕማቕን ነውራምን ዝኾነ ተግባራትዚ ብምእራም ኣንጻር ጸላኢ ደቂ ኣንስትዮ ይኹን ብሓፈሻ ኣንጻር ህዝቢ ኤርትራ ንዝሰርሕ ዘሎ ህግደፍ ብምኹናን ብፍላይ የሕዋትክን ንዝኾና ደቂ ኣንስትዮ ናይ ምሕጋዝን ምትብባዕን ሞራላዊ ንዝኾነ ሓላፍነትክን ንኽትግብራን ንኽትዋጻኣን ንጽዉዕ ።

    “እቲ ኣብ ዓለም ዝሓመቐ [ዝኸፍአ] ነገር ኣንጻር ሕልናኻ ምስራሕ ስለዝኾነ ካብዚ ሕማቕን ኣጸያፊን ዝኾነ ተግባራት ብምዉጻእ ቅዱስ ተግባራት ምስራሕ ተመራጺ እዩ”

  8. መጸዋዕታ ብፍላይ ንደቀንስትዮ ኤርትራዊያን

    ኣብ ሰራዊት ይኹን ኣብ ስቭል ንዝኾኑ ኤርትራዊያን ብኢሳያስን ሰዓብቱን ዘይተፈጸሙ ዓይነት ገበናት ክርከብ ኣይካኣልን እዩ። ብህግደፍ ንዝተፈጸሙ ዘይተነግረሎምን ዘይተዘንተዎለሙን ኣዚዩ ብዙሓት ገበናትን ሚስጢራትን ከምዘለዉ ፍሉጥ ኮይኑ እዚ ነገራትዚ ግና ንግዜ ምግዳፉ ተመራጺ እዩ። ኣብ ሰራዊት ሃገርና ብፍላይ ደቀንስትዮ እየን ኣዚዩ ዝብደላ ዘለዋ እንተተባህለ ምግናን ኣይክኸዉንን እዩ። ወርቃዊ ዕድሚኤን ኣብ ክንዲ ክቡር ዝኾነ ሓዳር ብምምስራት ውላድ ብምዉላድ ወርቃዊ ግዚኤን ኣብ ጠቕሚ ዘውዕለኦ ሕሱር ዝኾነ ካብ ድልየተን ወጻእ ጾታዊ ርክብ ብሓለፍቲ ሰራዊት ከም ሓደ ዓቕሓ ወይ ንብረት መጻወቲ ማፍያታት ከይነን ምትራፈን ኣዚዩ ዘሐዝን እዩ። ደቂ ኣንስትዮ ሃገርና ብፍላይ ኣብ ወጻኢ ዝርከባ ኣብ ክንዲ ነዚ ኣብ ደቂ ኣንስትዮ ኣሕዋተን ንዝፍጸም ዘሎ ገበናት ምኹናን ምቅዋምን ንናይ ህግደፍ ኣጸያፊ ዝኾነ ተግባራት ብምድጋፍ ኣዚዩ ዘሐዝን ተግባራት ይሰርሓን ይፍጽማን ምህላወን ዘገርም ኩነታትን ፍጽሜታትን እዩ። ስለዚ ደቀንስትዮ ሃገርና ኣብ ወጻእ ሃገር ይኹን ኣብ ዉሽጢ ሃገር ዘለኽን ብሓፈሻ ነዚ ሕማቕን ነውራምን ዝኾነ ተግባራትዚ ብምእራም ኣንጻር ጸላኢ ደቂ ኣንስትዮ ይኹን ኣንጻር ህዝቢ ኤርትራ ኮይኑ ንዝሰርሕ ዘሎ ህግደፍ ብምኹናን ብፍላይ የሕዋተን ንዝኾና ደቂ ኣንስትዮ ናይ ምሕጋዝን ምትብባዕን ሞራላዊ ሓላፍነተን ክዋጻኣ ይግበአን።

    “እቲ ኣብ ዓለም ዝሓመቐ [ዝኸፍአ] ነገር ኣንጻር ሕልናኻ ምስራሕ ስለዝኾነ ካብዚ ሕማቕን ኣጸያፊን ዝኾነ ተግባራት ብምዉጻእ ቅዱስ ተግባራት ምስራሕ ተመራጺ እዩ”

  9. Selam radio Salina ; in addition to my appreciation to your dedicated work of news coverage to situation in Eritrea, by coincident i was able to listen Helen G.Amlak’s interview .Though I don’t have any blood relationship to her , I do know she’s the daughter of the parents I highly admired during our struggle for independence. So, please I need her contact*(phone )for at least moral support. Tesfaldet Abraham Chicago. Thanks !!

LEAVE A REPLY